ሓገዝ ን ሊንዳ ክብረኣብ

London, England, United Kingdom

ሓገዝ ን ሊንዳ ክብረኣብ

£0

Target: £50,000

We have raised 0% of our target 0%

0 supporters

24 days left


Gift Aid

Donate with Gift Aid

Make your donation go further


Aim: ሓገዝ ን ሊንዳ ክብረኣብ

ጉዳይ ሓገዝ

ሰላም ኩሉኹም ኣሕዋትን ኣሓት፥ ጋልና ሊንዳ ክብረኣብ ኣስገዶም፥ ነባሪት ዓዲ ዓዲ ዓርዓዳ ዞባ ማእከል ንኡስ ዞባ ጋላ ነፍሒ ኮይና ፥ ቅድሚ 7 ዓመት ካብ ሕቁፊ ኣዲኣ ሸተት ኢላ ብ ርእሳ ወዲቃ። ካብ ሽዑ ጀሚርና ናብ ሕክምና ኦሮታ ክንመላለስ ጸኒህና። ዳርጋ ዝበዝሐ ክፋል ርእሳ ብ ማያዊ ሕበጥ ተነፊሑ ዳሕረዋይ ክፋል ርእሳ ናብ ሕቆኣ ወሪዱ።

እዚ ኣብ ርእሲቲ ዘለዋ ቃንዛን ስቅያትን ጎቦ ኮይና ከማን ንቡር ድቓስ ሰለም ከተብል ዝከኣል ኣይኮነን። ሕማማ ብ ቐሊሉ ኣብ ውሽጢ ሃገር ክሕከም ስለ ዘይከኣለ ናብ ወጻኢ ከይዳ ንክትሕከም ተፈቂድዋ መዲካል ቦርድ (ናይ ሕክምና ጥይስቲ ) ተባሂላ። ንወጻኢ ሃገር ከይዳ ክትሕከም ከኣ 50.000 ዶላር ተሓቲትና፥ ልዕሊ ዓቕምና ኣዝዩ ከቢድ ስለ ዝኾነ፥ ንኹሉኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ዓዓቕምኹም ሓጊዝኩም ካብዚ ነዊሕን ከቢድን ስቃይ ንክትገላገል ናትኩም ናይ ኣሕዋት ደገፍ ንሓትት።

ንኹሉ እትገብሩልና ሓገዝ ዓስብኩም ካብ ፈጣሪ ርኸብዎ።


Funding method

Keep what you raise – this project will receive all pledges made by 14th August 2025 at 1:57am


Show your support

Payment and personal details are protected