ሓገዝ ንኣደ ዮሃና ዮሃና ጸጋይ✅

London, England, United Kingdom

£0

Target: £100,000

We have raised 0% of our target 0%

0 supporters

23 days left


Gift Aid

Donate with Gift Aid

Make your donation go further


Aim: ሓገዝ ንኣደ ዮሃና ዮሃና ጸጋይ✅

ሰላም ሰላም አምላክ ምሳኹም ይኹን ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም ኤርትራውያን ኣሕዋተይን ኣሓተይን ኣነ ሓፍትኹም ዮሃና ጸጋይ ወላዲተይ እዝግሃርያ በኽረጽዮን በተደጋጋሚ ብዘጋጠማ መቅረጽቲ ናይ ክልተ እግራ ክሳብ ሕጂ በኣኹምን ብሳላ ፈጣሪን ኣብዚ በጺሕና ሕጂ ግን ካብ ዓቅምና ንላዕሊ ኣብ ካልእ ቦታ ስለዝተራእየ ሕጂ ውን ሓገዝኩም ንሓትት አለና ንእትገብሩልና ሓገዝ ብስም እግዚአብሔር አምላክ ነመስግን ካብዚ ናትና ጸገም የድህንኩም ፈጣሪ


Funding method

Keep what you raise – this project will receive all pledges made by 9th August 2025 at 10:08pm


Show your support

Payment and personal details are protected